የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። silun new yeqoyut press con p1...4 ምስ...

31
1

Upload: trinhdan

Post on 07-May-2018

225 views

Category:

Documents


9 download

TRANSCRIPT

Page 1: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

1

Page 2: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

2

የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም።

ቴክኒካዊ ዛዕባ

ፍሉይ ሕታም፡ ሓድሽ ዓመት፡ 2017

2ይ ክፋል / ነጥቢ ሓደ

ፎቶ 01 ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈብረኸት፡ ታሪኻዊት Northrop F-5E Tiger

ምስ ክልተ ኲናውቲ ኣብ ጫፋት መንገብገባታ።

ኣብ ጁን 6፡ 1998፡ ናይ ሞቶ ኣለቃ እንደገና ታደሰ

ተዋጋኢት ጀት፡ ኣየርፖርት ኣስመራ ደብዲባ ናብ

መቐለ ገጻ ምስከደት፡ ሻለቓ በዛብህ ጴጥሮስ ኣብ ኣስመራ፡

ኣብታ ካብ መቐለ ኣብሪሩዋ ዝመጸ፡ ስርሓት ሶቬት MiG-

21 ኣይጸንሓንን። ብሓቂ ዘገርም'ዩ፡ ኣብ ሓንቲ ስርሓት

ኣሜሪካ Northrop F-5E ኢዩ ኮፍ ኢሉ ጸኒሑኒ።

ናይ ደንበ ተቓውሞ፡ ወለንተኛ ኢንቨስቲገይተር።

ሃይለ መንገሻ ዑቕበ

Page 3: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

3

ቃል ኢንቨስቲገይተር

ፎቶ 02 በዓል ጭብጢ፡ ኢንቨሲቲገይተር ሃይለ መንገሻ ዑቕበ።

ክቡራን ነባቦ ከመይ ቀኒኹም።

ገዓት ሓምሊ ኣውጺእና፡ ገዓት ጠስሚ ንኽነእትዎ፡ ንቀራረብ ዘለናሉ ናይ

2017 ሓድሽ ዓመት ግዜ ኢና ዘሎና። ክቡር ባህሊ ሃገርና ንምዝካሩ

ደኣምበሪ፡ ናብ ገዓት ሓምሊ ዘብጽሕ፡ ቀውጢ ዝኾነ ክራማት

ኣየጋጠመናን። ደቀባተይ፡ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም።

Page 4: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

4

ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

ዘበነ መዋእሉን ሓይሉን ጥርዚ ሃሪሙ (Peak Period)፡ ልክዕ ናብ

ምንቁልቋል ዝኣትወሉ ዘሎ መድረኽ ኢና ዘሎና። እዚ ሰነድ

ንደቀባትና፡ ኣብ ድርብ ዝኾነ ጽቡቕ ኣጋጣሚታት ምብጽሑ፡ ዓቢ ሓበን

ይስማዓኒ።

ኣነ: ኣብ ዲሰምበር 4፡ 2016፡ ኣህዮች ሲሉን ነው የቆዩት፡ ፕረስ

ኮንፈረንሳዊ ሓበሬታ፡ 1ይ ክፋል፡ ዘርእስቱ ደኩመንት ንደቀባትና

ዘርጊሐ ምንባረይ ዝዝከር'ዩ። ኣብቲ ደኩመንት፡ ኣብ ጁን 6፡ 1998፡ ናይ

ሚግ 21 ፓይሎት፡ ናይ ቅድም ሻለቓ ናይ ሕጂ ኮሎኔል በዛብህ ጴጥሮስ

(ፎቶ 03)፡ ካብ መቐለ መደበር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በሪሩ፡ ኣስመራ

ኣየርፖርት ከጥቅዕ ኣይመጸን . . . ብኣንጻሩ፡ ሽዑ መዓልቲ፡ ሚግ 21 ናይ

ሻለቓ በዛብህ፡ ኣብ ኣስመራ ኣየርፖርት ብሚስጢራዊ ኣገባብ ዓሊባ ኢያ

. . . ኮሎኔል በዛብህ፡ ኣብ ኤርትራ ሓንሳብ ድኣምበሪ ክልተሳዕ

ኣይተማረኸን፡ ዝብሉ ዜናታት ሂበ።

ፎቶ 03 ብሸፍጥ፡ 2ይ ግዜ ምሩኽ ፓይሎት ዝተገብረ

ናይ ቅድም ሻለቓ ናይ ሕጂ ኮሎኔል በዛብህ ጴጥሮስ።

Page 5: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

5

ፍሉይ ሕታም፡ ሓድሽ ዓመት፡ 2017፡ የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም፡

ቴክኒካዊ ዛዕባ፡ 2ይ ክፋል / ነጥቢ ሓደ፡ ብኣውርኡ ነቲ ናተይ PROOF

ዝምልስ ደኩመንት ኢዩ። ኣብዚ ጉዳይ፡ እቶም ደቀባትና ጥራይ ዘይኮነ

እቶም ህግደፋውያን እውን ናባይ ዘቕርብዎም ዓበይቲ ሕቶታት

ከምዘለዉ፡ ኣነ ኣብ ግምት የእትዮ ኢየ። ስለዚ ፍሉይ ሕታም፡ ብፎቶ

ኢንፎርመሽን፡ ብዲያግራማት፡ ብመነጻጸሪ ሰሌዳታት ንPROOF ኣጸጺዩ

ዘቕርብ፡ ኢንቨስቲገሽን ምዃኑ ክሕብረኩም እፈቱ።

ሰናይ፡ ቴክኒካዊ መርመራታት።

ናይ ደንበ ተቓውሞ፡ ወለንተኛ ኢንቨስቲገይተር።

ሃይለ መንገሻ ዑቕበ

ሓፋሻዊ ትሕዝቶ ደኩመንት

ፍሉይ ሕታም፡ ሓድሽ ዓመት፡ 2017፡ ብ54 ዝኾኑ ኣሳእል ወይ ዲያግራማት

ዝተሰነየ ኢንቨስቲገሽን'ዩ። እዞም ዝስዕቡ ኣርእስትታት ይርከብዎ።

1.1 መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ።

1.2 PHYSICAL PROOF

PROOF No. 1 VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE of J85-GE-21

PROOF No. 2 Engine of a MiG-21 fighter bomber or an F-5E Tiger?

PROOF No. 3 ሒና ዝቦአ ማዓኮር

PROOF No. 4 ቆርቆሮ እንዳ ናፍታ ናይ ትራክ፡ ኣብ ሞቶረ J85-GE-13

እንታይ ኣግነዮ ???

1.3 R-25-300፡ ፍጹም ዘይግገ፡ ምዑት ጎሊያድ ሞቶረ ሚግ 21።

1.4 ፍላሻት ናይ ጁን 6፡ 1998።

1.5 ፍላሻት ናይ ቅድመ ጁን 6፡ 1998።

1.1 መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ።

ናይ ጁን 6፡ 1998፡ ዕላዊ ዜና ናይ መንግስቲ ኤርትራ፡ ከምዚ ይብል

" . . . ካብተን ንመዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክድብድባ ዝመጻ ክልተ

ናይ ውግእ ነፈርቲ ናይ ኢትዮጵያ፡ እታ ሓንቲ ብጸረ ነፈርቲ

Page 6: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

6

ረሽራሽ ናይ ምክልኻል ሓይልትታ ኤርትራ ተወቒዓ፡ ናብ ምድሪ

ወደቒ ተሓምሸሸት። ፓይሎት ናይታ ዝተሓምሸሸት ናይ ውግእ

ነፋሪት፡ ብፓራሹት ጌሩ ንምድሪ ድሕሪ ምዕላቡ፡ ብሓረስቶት

ተማሪኹ። ዝተማረኸ ፓይሎት፡ ን2ይ ግዜ ዝማረኽ ዘሎ ሻለቓ

በዛብህ ጴጥሮስ ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ። . . ."

ብዛዕባ 2ይ ግዜ ምምራኽ፡ ፓይሎት ሻለቓ በዛብህ ጴጥሮስ፡

ኢንቨስቲገይት ክገብሮ ምስጀመርኩ፡ እቲ ዝተሃዋህበ ዕላዊ ዜና፡

ፌራ ምዃኑ ንኸለልዮ ግዜ ኣይወሰደለይን። በዓል ኣፍ ምዃን ሓደ

ነገር'ዩ። በዓል ጭብጢ ምዃን ድማኒ ካልእ ነገር'ዩ። ስለዚ

ደቀባተይ፡ ብመጀመርታ ኣነ ንዓኹም መሪሐ፡ ናብ መካነ መቃብር

ነፈርቲ ኣስመራ ብምውሳድ፡ ዑደት ከግብረኩም ኢየ። እዚ መካነ

መቃብር፡ ሓያሎ ዓወት ንሓፋሽ ዘበላ ወተሃደራውያን ነፈርትን

ሄሊኮፕተራትን ዝረከባሉ ናይ ሙውታን ስፍራ'ዩ። ውርድ

ኢልኩም፡ ፎቶ 06 (P1 - P5) ተዓዘቡ።

ኣብዚ ቪርቹዋል ዑደት፡ ብተወሳኺ፡ ስእሊ ሳተለይት ናይቲ መካነ

መቃብር ከርእየኩም ኢየ። ፎቶ 04፡ ተወከሱ።

ቀጺለ፡ ኣብቲ መካነ መቃብር ዘለዋ ነፍስሄራት፡ ኣስማተን ብዝርዝር

ከንብበልኩም ኢየ። ዲያግራም 05፡ ተወከሱ።

Page 7: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

7

ኣብ ታሕቲ ይቕጽል . . .

ፎቶ 04 ስእሊ ሳተለይት ናይ መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ።

Page 8: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

8

ዲያግራም 05 ነፍስሄራት፡ ምስ እምነ መቓብራት።

Lockheed P-80

Shooting Star (X3)

North American

F-86 Sabre

Fairchild C-119

Flying Boxcar

North American

F-86 Sabre (X2)

Lockheed P-80

Shooting Star

MIG-23

M-24 Helicopter

Gunship

MIG-23

MIG-21

MIG-21

North

American

F-86 Sabre

Northrop

F-5E Tiger

Page 9: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

9

ኣስተባህሉ፡ ኣብ ማእከል መካነ መቃብር ዘላ ነፍስሄር Northrop F-5E Tiger ኣብ

ልብኹም ኣጽንሑለይ። ብዛዕባኣ ብዙሕ ዕላል ኣሎኒ።

ኣብ 1ይ ደረጃ ናይ ኢንቨስቲገሽን፡ ኣብ መካነ መቃብር ነፈርቲ

ኣስመራ ዝረኸብናየን፡ ዓወት ንሓፋሽ ዘበላ ነፈርቲ ወይ

ሄሊኮፕተራት፡ እዘን ዝስዕባ ኢየን።

4ተ Lockheed P-80 Shooting Star።

3ተ North American F-86 Sabre።

2ተ MIG-23።

2ተ MIG-21።

1ቲ M-24 Helicopter Gunship።

1ቲ Northrop F-5 Tiger (ድሮ ኣስሚርናላ ዘሎና ኢያ)።

1ቲ ክንዲግዛዕ ትኸውን፡ Fairchild C-119 Flying Boxcar።

ኣብ መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ ዝርከባ ስዉኣት፡ ወይ ሓድጊ

ንጉስ ሳህለ ስላሴ ወይ ከኣኒ ሓድጊ ሌተናንት ኮሎኔል መንግስቱ

ሃይለማርያም ኢየን። ኣብ ጁን 24፡ 1991፡ ኣስመራ ካብ ደርግ ሓራ

ምስኮነት፡ ብርክት ዝበላ ካብ ኣግልግሎት ወጻኢ ዝኾና ነፈርትን

ሄሊኮፕተራትን ናይ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ መደበር ሓይሊ

ኣየር ኣስመራ ተዛሕዚሐን ጸንሓ።

ዑደት ናብ መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ።

ብኣካል ናብ ውሽጢ መካነ መቃብር ነፈርቲ ኣስመራ ኣቲና፡ ነተን

ሙውታን ብቕርበት ሓደ ብሓደ ክንበጽሐን ኢና።

Page 10: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

10

ፎቶ 06 (P1 - P5) ዓወት ንሓፋሽ ዘበላ ወተሃደራውያን ነፈርትን ሄሊኮፕተራትን።

P1 M-24 Helicopter Gunship MIG-23

P2 North American F-86 Sabre Lockheed P-80 Shooting Star

M-24 Helicopter Gunship Fairchild C-119 Flying Boxcar

Page 11: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

11

P3 North American F-86 Sabre

P4 A nose of MIG-21 MIG-23

Page 12: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

12

P5 MIG-21 Mil Mi-24A Helicopter Gunship MIG-21

ኣብ ጉዳይ ሻለቓ በዛብህ ጴጥሮስ፡ እተን ንዓና ዘገድሳና ክልተ

ተዋጋእቲ ጀታት እዘን ዝስዕባ ኢየን።

1. Northrop F-5E Tiger

2. MIG-21

ብዝተረፈ፡ ነፍስሄራት ንጽሓይ ኣስመራን ንቑሪ ሰሓርትን ንማይ

ክረምትን ኣኣብ ዘለወኦ ክንሓድገን ኢና። 1ይ ደረጃ ናይ

ኢንቨስቲገሽን ኣብቅዐ።

ኣብ 2ይ ደረጃ ኢንቨስቲገሽን ኣቲና ኣሎና። እተን ወተሃደራውያን

ነፈርቲ ወይ ሄሊኮፕተራት፡ ቅድሚ ዓወት ንሓፋሽ ምባለን፡ ከመይ

ዝኣመሰላ ምዕሩጋት ማሺናት ከምዝነበራ፡ ሓደሽቲ ካብ ባኮአን፡

በብሓደ እናውጻእኩ፡ ከርእየኩም ኢየ። መታን ኣጸቢቕና ከነለልየን፡

ነብሲ ወከፈን ብፍቶግራፍን ብለዋይ ሕንጻጻትን ከርእየኩም ኢየ።

ፎቶ 07ን ፎቶ 08ን። ሰናይ ትዕዝብቲ።

Page 13: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

13

ኣብ ታሕቲ ይቕጽል . . .

ፎቶ 07 ሓድጊ ንጉስ ሳህለ ስላሴ ዝኾና ተዋጋእቲ ጀታት ኢትዮጵያ።

ክሳብ መይ፡ 1977

ተዋጋእቲ ጀታት ናይ ሕ/ መ/ ኣሜሪካ

Page 14: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

14

Lockheed P-80 Shooting Star

Please loctae the body of this P-80 at Asmara Aircraft Cemetery.

Page 15: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

15

North American F-86 Sabre

Please loctae the body of this F-86 at Asmara Aircraft Cemetery

Page 16: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

16

Northrop F-5 Tiger

Please loctae the body of this F-5 at Asmara Aircraft Cemetery

Page 17: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

17

Fairchild C-119 Flying Boxcar

Please loctae the body of this C-119 at Asmara Aircraft Cemetery.

Page 18: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

18

ኣብ ታሕቲ ይቕጽል . . .

ፎቶ 08 ሓድጊ ሌተናንት ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያምዋ ዝኾና

ተዋጋእቲ ጀታት ኢትዮጵያ።

ድሕሪ መይ፡ 1977

ተዋጋእቲ ጀታት ናይ ሶቬት ሕብረት

Page 19: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

19

Mikoyan-Gurevich MiG-21

Please loctae the body of this MIG-21 at Asmara Aircraft Cemetery.

Page 20: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

20

Mikoyan-Gurevich MiG-23

Please loctae the body of this MIG-21 at Asmara Aircraft Cemetery.

This jet fighter has a a variable sweep wing (swinging wing). At the top the wings are in the

original position. At the bottom, the wings are swept backward.

Page 21: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

21

Mi-24 Helicopter Gunship

Please loctae the body of this Mi-24 Helicopter Gunship at Asmara Aircraft Cemetery

Page 22: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

22

Mil Mi-24A Helicopter Gunship

Please loctae the body of this Mil-Mi24A Helicopter Gunship at Asmara Aircraft Cemetery

2ይ ደረጃ ናይ ኢንቨስቲገሽን ኣብቅዐ። ኩለን ኣብ መካነ መቓብር

ዘለዋ ናይ ኣቪየሽን ቁሳ ቁስቲ፡ ቅድሚ ሞትን ድሕሪ ሞትን

ብደምቢ ርኢናየን ኢና። ደጊም ናብ PHYSICAL PROOF ንኺድ።

1.2 PHYSICAL PROOF ኣብ ፎቶ 09 ዘሎ ስእሊ፡ ካብ ናይ Associated Press ወብሳይት፡ ናይ

ኣርካይቭ ቪድዮ ብተነጻል ዝቐዳሕክዎ ኢመይጅ ኢዩ። እቲ ናይ

AP፡ ናይ ኣርካይቭ ቪድዮ፡ ኣብ ጁን 6፡ 1998፡ ብዛዕባ ምድብዳብ

Page 23: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

23

ኣየርፖርት ኣስመራ ብናይ ኢትዮጵያ ደብደብቲ ጀታት ዝገልጽ

ቪድዮ ኢዩ። AP፡ ኣብ ላንደን፡ ዓባይ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ግሎባዊ

ናይ ዜናን ሓበሬታን ናይ ምንጋርን ምክፋልን ትካል ኢዩ። ኣብ

ዓለምና ዘለዉ መራኽቦ ብዙሓን፡ ንዜናን ሓበሬታን ብኣውራ ኣብ AP

ኢዮም ዝምርኮሱ።

እቲ ናይ AP፡ ናይ ኣርካይቭ ቪድዮ፡ ኣርእስቱ፡ Eritrea - Bombed

airport latest in border conflict ዝብል'ዩ። ኣብቲ ቪድዮ፡ ሓንቲ

ምዕራባዊት ጋዜጠኛ ከምዚ ኢላ፡ ነቲ ናይ ሽዑ ዜና ትትንትን፡ " . . . .

. Eritrea said it shot down one Ethiopian MiG fighter bomber. For

people living in Asmara the wreckage of the plane was physical

proof their armed forces were achieving results . . . . ."

እታ ምዕራባዊት ጋዜጠኛ " . . . the wreckage of the plane was

physical proof . . ." ኢላ፡ ነቲ ንሳ ኣብ ኣስመራ ዝቐረሞቶ ቤላ

በለው፡ ከም ጭቡጥ ኣዳሚቓ ኢያ ትዘራብ። ብዛዕባ'ቲ ምዕራባዊት

ጋዜጠኛ ትብሎ ዘላ "physical proof"፡ እዞም ዝስዕቡ ኣብ ባይታ

ዝነበሩ ወድዒታት ጥራይ ኢዮም ነቲ ሓቂ ክዛረቡ ዝኽእሉ።

- ጋዜጠኛ፡ ባዕላ ብኣካል ኣብቲ wreckage ዘለዎ ቦታ ኣይበጽሐትን።

- ጋዜጠኛ፡ ባዕላ ነቲ wreckage ብዙርያ ኮሊላ ብዓይና ኣይረአየቶን።

- ጋዜጠኛ፡ ብናታ ቪድዮ ካሜራ፡ ነቲ wreckage ኣይሰኣለቶን።

እታ ምዕራባዊት ጋዜጠኛ፡ ነዞም ሰለስተ ጭብጢ ነገራት፡ ብዘየሻሙ

ኣጫቢጣ ተትነበር፡ ነገሩ physical proof ዘይኮነስ ፌራ ኮይኑ ምጸንሓ

ኔራ። ብተወሳኺ እታ ምዕራባዊት ጋዜጠኛ፡ መትከል ቅኑዕ

ጋዜጠኛነት፡ ኣይምሰበረትን ኔራ። መን'ዩ ንዓይ፡ ሃይለ ኣይተጋገ'ባ፡

ጸዓዱ'ኮ ከም ጸለምቲ ኣይድንቁሩን'ዮም ክብለኒ?

ደሓን በዓል ኣፍ፡ ርኢናያ ኣለና። ኣነ ግን በዓል ጭብጢ

ስለዘዝኾንኩ፡ መሪሐኩም ናብ PROOF No. 1 ክኣቱ'የ።

Page 24: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

24

ኣብ ታሕቲ ይቕጽል . . .

ፎቶ 09 Associated Press news: "Eritrea said it shot down one Ethiopian MiG

fighter bomber."

Page 25: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

25

PROOF No. 1

VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE of J85-GE-21

ፎቶ 10 1ይስንን 2ይስንን፡ ኣብ ጋሌዶታት ናይ EXHAUST NOZZLE

ናይ J85-GE-21 ሞቶረ።

1ይስንን 2ይስንን፡ ኣብ ዲያግራም 11 ናይ መካኒክ ደብተር ተዓዘቡ።

1ይ ስኒ

እዚ EXHAUST NOZZLE

ናይ J85-GE-21 ሞቶረ

ኢዩ። ኣብዚ ሞቶረ፡

ህላወ 1ይስንን 2ይስንን፡

እቲ EXHAUST NOZZLE

ናይ ሶቬት MiG-21

ዘይኮነስ ናይ ኣሜሪካ

F-5E Tiger ምዃኑ PROOF

ኢዩ።

2ይ ስኒ

J85-GE-21

ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ

ቃጸሎ ወይም EXHAUST

NOZZLE ናይ J85-GE-21፡

ብሸሞንተ ጋሌዶታት

ዝቖመ ኣካል ናይ ሞቶረ

ኢዩ። ነብሲ ወከፍ

ጋሌዶ፡ ከክልተ ኣስናን

ይርከብዎ።

Page 26: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

26

ዲያግራም 11 VARIABLE AREA EXHAUST of General Electric J85-GE-21.

እዚ ዲያግራም፡ ካብ ገጽ 2- 64፡ ናይ መካኒክ ደብተር ዝተወስደ'ዩ። (ፎቶ 12 ተመልከቱ።)

1ይ ስኒ

2ይ ስኒ

እዚ ካብ ናይ መካኒክ ደብተር

ዝተወስደ ዲያግራም ከምዘርእዮ፡

እዚ ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ

(EXHAUST NOZZLE) ኣካል ናይቲ

ኣብ ኣሜሪካ ዝስራሕ ናይ J85-GE-

21 ሞቶረ 'ዮ።

Page 27: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

27

ፎቶ 12 ኣቶ ሃይለ መንገሻ ዑቕበ፡ ከም መውሓሲ ጭብጢ ዝተጠቕምሉ፡

ንJ85-GE-21 ገላሊሁ ዘርኢ፡ ናይ መካኒክ ደብተር።

Source of the diagrams in this document .

Page 28: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

28

VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE

ትርጉሙ ኣብ ጫፍ ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ (EXHAUST

NOZZLE)፡ ክገፍሑ ወይም ክጸቡ ዝኽእሉ ኣካላት ዘለውዎ ዓይነት

ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ ኢዩ። ፎቶ 13። ፓይሎት ክንህር

ወይም ቀስ ክብል እንተደልዩ፡ መቆጻጸሪ መሳርሒ ተጠቒሙ፡ ነቲ

ጫፍ ናይቲ ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ ከግፍሖ ወይ ክጸብቦ

ይኽእል። FIXED AREA EXHAUST NOZZLE እንተኾይኑ ግን ክገፍሑ

ወይ ክጸቡ ዝኽእሉ ኣካላት የብሉን። ሞቶረ J85-GE-21፡ ክገፍሕ

ወይም ክጸብብ ዝኽእል፡ VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE ኢዩ።

ፎቶ 13 VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE

ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ፡ ክገፍሕ ወይም ክጸብብ ከሎ ዘርኢ ፎቶ።

ጸጋማይ፡ EXHAUST NOZZLE ጸቢቡ ኣሎ። ዝያዳ ናህሪ ማለት'ዩ።

የማናይ፡ EXHAUST NOZZLE ገፊሑ ኣሎ። ቀስታ ማለት'ዩ።

እቲ ናይ Associated Press ቪድዮ ዘርእዮ፡ እቶም ደቀ'ስመራ

ዝጻወትሉ ዘለዉ ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ ይኹን እዞም ኣነ ኣብ

ዲያግራም 11 ዘርኣኽኹም ቱቦ መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ፡ ሓደ

ዓይነት ኢዮም። ክልቲኦም ናይ General Electric J85-GE-21 ቱቦ

መውጽኢ ሓይሊ ቃጸሎ ኢዮም።

General Electric J85-GE-21፡ ብGE Aviation ዝተባህለ ጨንፈር

ናይ General Electric ዝፍብረኽ ሞቶረ ኢዩ። General Electric J85-

GE-21፡ ኣብ Evendale, Ohio፡ (ጥቓ Cincinnati) ዝርከብ ፋብሪካ

Page 29: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

29

ሞቶረታት ጀት፡ ኢዩ ዝፍብረኽ። GE Aviation፡ ሓደ ካብቶም ናይ

ኣቪየሽን ሞቶረታት ዝፍብርኹ ጎባልል ኮርፖረሽናት ናይ ዓለም

ከምኒ Pratt & Whitney ወይ Rolls-Royce ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ኢዩ።

General Electric J85-GE-21፡ ንፍሉያት Northrop F-5E Tiger

ዝተባህላ ናይ ኣሜሪካ ተዋጋእቲ ጀታት ዝስራሕ ሞቶረ ኢዩ።

እቲ ኣብ ጁን 6፡ 1998፡ ኣብ ዜና ቲቪ ኤረ ብወግዒ ዝተራየ ቪድዮ፡

ስዒቡ ኣይግዳዶም Associated Press፡ ካብ ኣስመራ ተቐቢሎም፡

ንዓለም ብሮድካስት ዝገበርዎ ቪድዮ፡ እቶም ደቀ'ስመራ ዝጻወትሉ

ዘለዉ VARIABLE AREA EXHAUST NOZZLE ናይ MiG fighter bomber

ዘይኮነስ ናይ Northrop F-5E Tiger ምዃኑ፡ ሞዴል ናይቲ ሞቶረ ከኣኒ

General Electric J85-GE-21 ምዃኑ፡ ናይ መካኒክ ደብተር፡

(TECHNICAL MANUAL, TURBOJET ENGINE MODELS J85-GE-21,

J85-GE-21A, J85-GE-21B)፡ PHYSICAL PROOF ኢዩ።

ኣብቲ ናይ Associated Press ቪድዮ፡ ዝጨነወኒ ካልእ ዓቢ ፌራ

ኣሎ። ንበይኑ ዘይኮነ ምስዚ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ PHYSICAL PROOF

ተኣሳሲሩ ዝኸይድ Supporting Evidence ኢዩ።

እቲ ናይ Associated Press ቪድዮ፡ ኣመና ቆሪሩ ከም ውድዒ ናይ

ቃጸሎ ናይ ተዋጋኢት ጀት ንኽቅበሎ።

እዞም ደቀ'ስመራ፡ ከምድላዮም ነቲ ሓጺነ መጺን ክጻወትሉ

ንርኢዮም ዘሎናስ፡ ምስቲ ናይ ጁን 6፡ 1998፡ ፍረሽ ቃጸሎ ናይ ሚግ

ዝቃዶ ኣይኮነን። ኣይፋሉን፡ ካብ ዊንተር ካናዳ ኣመና ቆሪሩ።

ኣሰር ቃጸሎ፡ ትኪ ወይ ጸሎሎ ዘይብሉ ? ? ?

Page 30: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

30

እስከ ነዞም ዝስዕቡ ዝተቛረረን ዘይተቛረረን ወደቓታት

ነወዳድሮም። ፎቶ 14ን ፎቶ 15ን። ክልቲኦም ወደቓታት፡ ወይ

ናይ ተዋጋኢት ጀት ፍረሽ ወደቓ ኢዩ ወይ ተባሂሉ ተነጊሩና ኣሎ።

ኣየናይ ኢዩ እቲ ሓቂ? ኣየናይ ኢዩ'ኸ እቲ ሓሶት ?

ኣብ ታሕቲ ይቕጽል . . .

ፎቶ 14 ዝተቛረረ ወደቓ።

ካብ ዊንተር ካናዳ ኣመና ዝቖረረ፡ ፍረሽ ቃጸሎ ናይ ተዋጋኢት ጀት ።

እዚ ተዋስኦ ኢዩ።

Page 31: የእዱግ ኢዮም ክብሉና ጸኒሖም። Silun New Yeqoyut PRESS CON P1...4 ምስ ሓድሽ ዓመት ተደሚሩ ዝመጸ ፍሉይ ኣጋጣሚ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

31

መጠቓለሊ ናይ PROOF No. 1።

ኣብ PROOF No. 1፡ እቶም ደቀ'ስመራ ዝጻወትሉ ዘለዉ EXHAUST

NOZZLE ናይ ሚግ ዘይኮነስ ናይ F-5 ምዃኑ ጭብጢ ቀሪቡ።

ብተወሳኺ እቲ ኣብ ቪድዮ ዝቐረበ፡ ፍረሽ ቃጸሎ ናይ ተዋጋኢት

ጀት፡ ምንም ኣሰር ቃጸሎ ዘይብሉ፡ ኣመና ዝቖረረ ብምዃኑ ካብ

ወድዒ ፍረሽ ቃጸሎ ናይ ጀት ዝራሓቐ ምዃኑ በሪሁ።

PROOF No. 1 ኣብቅዐ። ኣስዒብና ንኸዶ ጉዕዞ፡ ናብ PROOF No. 2

ኢዩ።

ይቕጽል ናብ . . . . . ፍሉይ ሕታም፡ ሓድሽ ዓመት፡ 2017 2ይ ክፋል / ነጥቢ ክልተ

ፎቶ 15 ዘይተቛረረ ወደቓ።

ዝተሓምሸሸት ሚግ 21። መጋርያ ቃጸሎ፡ ናይ ወደቓ ወድዒ ኢዩ። እዞም

ኣፍጋኒስታውያን፡ ነቲ Wreckage፡ ን24 ሰዓታት ብኢዶም ክሕዝዎ ኣይክእሉን።

እዚ ተዋስኦ ኣይኮነን።